መዝገበ ቃላት

ti መሳርሒታት   »   es Herramientas

መልህቅ

el ancla

መልህቅ
ብረት ዝቅጥቀጠሉ ሓጺን

el yunque

ብረት ዝቅጥቀጠሉ ሓጺን
ላማ

la cuchilla

ላማ
ሰሌዳ

la tabla

ሰሌዳ
ብሎኒ

el tornillo

ብሎኒ
መክፈት ጥርሙስ

el abrebotellas

መክፈት ጥርሙስ
መኮስተር

la escoba

መኮስተር
መልከዪ

el cepillo

መልከዪ
ሳንኬሎ

el cubo

ሳንኬሎ
መጋዝ

la sierra circular

መጋዝ
መቅደዲ ታኒካ

el abrelatas

መቅደዲ ታኒካ
ሰንሰለት

la cadena

ሰንሰለት
ሰንሰለታዊ መጋዝ

la motosierra

ሰንሰለታዊ መጋዝ
ቡንታ

el cincel

ቡንታ
ሸረር ዝብል መጋዝ

la hoja de sierra circular

ሸረር ዝብል መጋዝ
ድሪል ማሽን

el taladro

ድሪል ማሽን
መጉሓፊ

el recogedor

መጉሓፊ
ካርትሽ መስተይ ማይ ጀርዲን

la manguera de jardín

ካርትሽ መስተይ ማይ ጀርዲን
መፋሕፍሒ

el rallador

መፋሕፍሒ
መዶሻ

el martillo

መዶሻ
መላገቢ ማዕጾ

la bisagra

መላገቢ ማዕጾ
ዓንቃሪቦ

el gancho

ዓንቃሪቦ
መሳልል

la escalera de mano

መሳልል
ፊደላዊት ሚዛን

el pesacartas

ፊደላዊት ሚዛን
ማግኔት

el imán

ማግኔት
ጭቃ መንደቅ

la paleta

ጭቃ መንደቅ
መስማር

el clavo

መስማር
መርፍእ

la aguja

መርፍእ
መርበብ

la red

መርበብ
ዳዶ ናይ ብሎኒ

la tuerca

ዳዶ ናይ ብሎኒ
ሰኣልቲ ዝጥቀሙሉ መሳርሒ ሕብርታት

la espátula

ሰኣልቲ ዝጥቀሙሉ መሳርሒ ሕብርታት
ፍርናሽ ሓሰር

el palé

ፍርናሽ ሓሰር
መስአ

la horca

መስአ
ነዳፊ

la garlopa

ነዳፊ
ፒንሳ

los alicates

ፒንሳ
ዓረብያ ኢድ

la carretilla

ዓረብያ ኢድ
ራስትሬሎ:

el rastrillo

ራስትሬሎ:
ምጽጋን

la reparación

ምጽጋን
ገመድ

la cuerda

ገመድ
መስመር

la regla

መስመር
መጋዝ

la sierra

መጋዝ
መቐስ

las tijeras

መቐስ
ቪተ

el tornillo

ቪተ
ካቻቪተ

el destornillador

ካቻቪተ
መስፈይ ክዳን ፈትሊ

el hilo de coser

መስፈይ ክዳን ፈትሊ
ባዴላ

la pala

ባዴላ
ፈታሊት መንኮርኮር

la rueca

ፈታሊት መንኮርኮር
ሞላ

el resorte

ሞላ
ቁኒን

la bobina

ቁኒን
ሓጺን ዝውሽጡ ገመድ

el cable de acero

ሓጺን ዝውሽጡ ገመድ
ሜትሮ

la cinta adhesiva

ሜትሮ
ፈትሊ

el hilo

ፈትሊ
መሳርሒ

la herramienta

መሳርሒ
ሳጹን መሳርሒ

la caja de herramientas

ሳጹን መሳርሒ
ማንካ ነዳቃይ

la llana

ማንካ ነዳቃይ
ወረጦ

las pinzas

ወረጦ
ፋቸታ

el tornillo de banco

ፋቸታ
መሳርሒ መልሓሚ ወይ ፋጉሮ

el aparato de soldadura

መሳርሒ መልሓሚ ወይ ፋጉሮ
ናይ ኢድ ዓረብያ

la carretilla

ናይ ኢድ ዓረብያ
ስልኪ

el alambre / cable

ስልኪ
ርሺ

la viruta de madera

ርሺ
መፍትሕ እንግሊዝ

la llave inglesa

መፍትሕ እንግሊዝ